Radio Erythrée International

TOP STORIES NOW

ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ኣውስትራልያ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም

ኣብ ኣውስትራልያ ከተማ ፐርስ ዝነብሩ ኤርትራውያን መንእሰያት ኣንጻር መንግስቲ ኤርትራ ዝቐንዐ ሰለማዊ ሰልፊ ብ28 ሚያዝያ ከምዘካየዱ ድሒሩ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣፍሊጡ። Read more...

ህዝቢ ኤርትራ፣ ብሓደ ሓቢሩ ክሰርሕ ከምዘለዎ ለበዋ ቀሪቡ

ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ፣ ኣብዚ ተኣፋፊ ኩነታት ኣብ ዝርከበሉ እዋን፣ ኩሉ ወገን ብሓደ ሓቢሩ ክሰርሕ ከምዘለዎ፣ ገለ ኤርትራውያን ዲፕሎማሰኛታት ንሬድዮ ኤረና ኣብ ዝለኣኹዎ ምሕጽንታ ኣመል...

ፍሉይ ኮሚቴ ባይቶ ጸጥታ ንጸብጻብ ቀዋሚ ኣምባሳደር ኤርትራ ክሰምዕ'ዩ

እቲ ንእገዳ ኤርትራን ሶማልያን ዝከታተል ፍሉይ ኮሚቴ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ሎሚ 18 ንጸብጻብ ቀዋንሚ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብቲ ውድብ ክሰምዕ ምዃኑ ተገሊጹ።

''መ.ኤርትራ ልዕሊ ሓደ ሚእቲ ዝኾኑ ኢትዮጵያውያን ቆልዑ ጨውዩ'' ቀ.ሚ. ኢትዮጵያ

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ መለስ ዜናዊ፣ መንግስቲ ኤርትራ ዶብ ብምስጋር ልዕሊ ሓደ ሚእቲ ዝኾኑ ኢትዮጵያውያን ቆልዑ ጨውዩ ክብል ከምዝወቐሰ ንጸብጻብ ሮይተርስ ብምጥቃስ ዩሮኒውስ ሓቢሩ።

ፍጻሜታት

መጸዋዕታ ሰላማዊ ሰልፊ : ንምድሓን ኤርትራውያን ኣብ ሊብያን ግብጽን

 ንኹሉ ፍጡር ብዘስካሕክሐ ግፍዓዊ መንገዲ ኤርትራውያን ኣሓትን ኣሕዋትን ብዘይወዓልዎ ኣበሳ ኣብ ምድረ ሲናይ ግብጺ ብግፍዒ ይሳቐዩን ይከላበቱን ኪኖኡ ድማ እታ እንኮ ዘይትምለስ ህይወቶም ዝቕዘፉሉ ዘለዉ ወቕቲ ንበዓል ነጎዳ ብሓዊ ደቡሶ ከም ዝብሃል እቶም ኣብ ሊብያ ዘለዉ ኤርትራውያን ዜጋታትና ኸኣ ብ... Read more...
More:

ጽሑፋት

ኣብ መስከረም ንኽረም


    ዓሰርተ ዓመታት ንድሕሪት ተመሊስና ንወርሒ መስከረም  ንዝክራ ስለዘለና ተስፋ ስለዝሃበኒ’የ ኣብ መስከረም ንኽረም ክብል ጽሑፈይ ዝጀመርኩ፡፡ እወ ሓንቲኣ ክሳብ ትወልድ፡ ኣብ ሃገርና ፍትሒ ክሳብ ዝነግስ፡ ዝተመቁሑ ክሳብ ዝፍትሑ፡ ዝተዓበሰ ክሳብ ዝኽፈት፡ ዝጠመየ ክሳብ ዝጸግብ በዚ ኣብዚ ወርሒ ... Read more...
More:

Radio Erena Archives